ኣገደስቲ ቍጽርታት ተለፎንን መርበብ ሓበሬታን/ ወብሳይትን

Publicerades

112

ናይ ኣምቡላንስን መጥፋእቲ ሓዊ ወይ ናይ ፖሊስ ሓገዝ ዘድልዮ ጽንኩር ኩነታት

113 13

ኣብ ግዜ ከቢድ ሓደጋ ወይ ቀውጢ፡ ሓበሬታ ንምሃብን ንምርካብን

114 14

ንክንክን ጥዕና ዚምልከት ምኽሪ

1177

ንክንክን ጥዕና ዚምልከት ምኽሪ

Krisinformation.se

ኣብ ግዜ ቀውጢ ዚዝውተር ካብ ሽወደናዊ መንግስታውያን ትካላት ዚርከብ እኩብ ሓበሬታ