Till Cookie-banner Till innehållet
Sök Meny
Inget aktivt VMA (Viktigt meddelande till allmänheten)
Se tidigare meddelanden
Aktuella vädervarningar

ትግርኛ (tigrinja)

Information på tigrinja.

Information på tigrinja

ማይ ቡምባ: ባክተርያ ቫይረስን ካልኦት ከሕምሙኻ ዚኽእሉ ጽግዕተኛታትን ከይህልዎ ጥርጠራ እንተሎ: ማይ ቅድሚ ምስታዩ ወይ ኣብ ምስራሕ ምግቢ ቅድሚ ምውዓሉ ኪፈልሕ እቲ እትቕመጠሉ ኮሙን ምኽሪ ይህብ።

Information på tigrinja

ህየሳ ምንጪ ከቢድ’ዩ።ከቢድ ይኹን ደኣ’ምበር፡ዓቕሚ ናይ ምንጪ ህየሳ ንምምዕባል ብዙሕ ክግበር ይከኣል’ዩ።ናይ ምትላል ሓደጋታት ዝቕንሱ ሜላታት ኣለዉ።ካብ’ቶም ቀንዲ ኣገደስቲ ምኽትርታት ሓደ፡ እቲ ዝርከብ ሓበሬታ ዘተኣማምን ምስ ዘይከውን፡ነቲ ሓበሬታ ኣብ ምዝርግሑ ጥንቃቐ የድሊ።

Information på tigrinja

ኣገደስቲ ቁጽሪ ተሌፎናት

Information på tigrinja

ኣብ ሽወደን ሓጋይ መብዛሕትኡ ግዜ ስግኣት ባርዕን ሕጽረት ማይን ማለት እዩ። ብዛዕባ እንታይ ኣብ ግምት ከተእቱ ከምኡ’ውን እንታይ ዓይነት ምኽርታት ትከታተል ከምዘለካን ኣብ’ዚ ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።

Till toppen av sidan